Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ዝርገሐ ዝናብ ኣብ ትግራይ

0
ክሳብ ሕዚ ዝናብ ዘይረኸባ ገለ ከባቢታት ትግራይ ኣብዚ ሰሙን ክረኽባ ከምዝክእላ ማእኸል ግልጋሎት ሜትሮሎጂ ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ዘሎን ንቐፃሊ ክህሉ...

ምእሳርን ምግፋፍን ተወለድቲ ትግራይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

0
ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ደቂ ትግራይ ከም ብሓዱሽ ምግፋፍን ምእሳርን ከምዝጀመረን ንፖለቲካ ኸስቢ ይጥቀመሎም ከምዘሎን  ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም፡፡  እቲ ጉጅለ...

ስግኣት ኮሌራ ኣብ ትግራይ

0
ትካላት ማይ ብፀላእቲ ብምዕናወንን ሕፅረት ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ስለ ዘሎን ህዝቢ ካብ ሕማም  ኮሌራ ክከላኸል ይግባእ፡፡ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዘለዎ ሕፅረት ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ፤ሕማም...

መደናገሪ መግለፂ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ

0
ኣብቲ ህዝቢ ትግራይ ዘይተወከለሉ ሕጊ-ኣልቦ ፌደሬሽን መሬት ትግራይ ንዋጋ ዕዳጋ ዘቕረበ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ፤ ጉዳይ ዘተ ሰላም ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ንመንግስትን ህዝቢን ትግራይ...

ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብ ከተማ ጋምቤላ

0
ኣብ ክልል ጋምቤላ ከተማ ጋምቤላ ኣዋጅ እቶ እቶ ተኣዊጁ። ናይቲ ክልል ርክብ ህዝብን መንግስትን ከምዝገለፆ እቲ ዝተኣወጀ ኣዋጅ እቶ እቶ ኣብታ ከተማ ተስፋሕፊሑ ንዘሎ...

ወፍሪ ምትኻል ፈልሲ

0
ዝበረሰ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ንምትካእ ሕብረተሰብ ኣብ ወፍሪ ምትኻል ፈልሲ ተሳትፎኡ ከበርኽ ይግባእ፡፡ ብወረርቲ ሓይሊታት ዝበረሰ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ንምትካእ ሕብረተሰብ ኣብ ወፍሪ ምትኻል ፈልሲ...

ሰናይ ተግባር ዲያስፖራ ትግራይ

0
ዲያስፖራ ትግራይ ብሰንኪ ዘራያት ወረርቲ ተፈናቒሎም ኣብ ከተማ ዓብዩ ዓዲ ምግባረ ሰናይ እመሆይ ፀጋ ንዝርከቡ ዝተፀገሙ ወገናት ሓደ ሚልየን ብር ሓጊዞም፡፡ ኣይተ ሃይለ ፀጋይ ኣካያዲ...

ምቁራፅ ምግቢ ንተሓከምቲ ሆሰፒታል መቐለ

0
ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ብውሽጣዊ ዓቕሚ ፣ ብግዱሳት ኣካላትን ዲያስፖራ ትግራይን ብዝግበረሉ ድጋፍ  ንተሓከምቲ ክህቦ ዝፀንሐ ቀረብ መግቢ ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ ፡፡ ተሓከምቲ ብሰንኪ ኣጋጢሙ ዘሎ...

ሓገዝ ግዱሳት ኤርትራውያን

0
ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍላተ ዓለም ዝነበሩ ኤርትራውያን ብኣተሓባባሪነት ግዱስ ኤርትራዊ ሰልጠነ ግርማይን ቤት ፅሕፈት ዝምድናታት #ትግራይን ኣብ ከተማ ዓብዩ ዓዲ ኣብ ትሕቲ ምግባረ ሰናይ እመሆይ...

ዝለዓለ ሽልማት ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም

0
ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዝለዓለ ናይ ክብሪ ሽልማት ብዩኒቨርሲቲ ኢደንበርግ ተዋሂቦም፡፡ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ብዩኒቨርሲቲ ኢደንበርግ ዝለዓለ  ናይ ክብሪ ዶክትሬት ተሸሊሞም፡፡...