Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

32 POSTS 0 COMMENTS

ፀጋታት ቱሪዝም ኣብ ምንቕቓሕ ቁጠባ

0
ፀጋታት ቱሪዝም ከባቢታት ዓብይ ዓድን ከባቢኣን ንምንቕቓሕ ይስራሕ ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ልምዓት ቑጠባ  ከተማ ዓብዪ ዓዲ ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተወለዐ ልፍንታዊ ጆኖሳይደዊ ኹናት...

ሓዱሽ ዓመት ምስ ዝተፀገሙ ወገናት

0
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተኻየደ ኲናት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ማእኸላትን ካልኦትን  ብጥምየትን ሕማምን ይሳቐዩ ንዘለው ተመዛበልቲ ምድሓን  ናይ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነት እዩ...

ፋይናንሳዊ ስምምዕ መትከል ቴክ ምስ ባንክታት

0
ማሕበር አክስዮን መትከል ቴክ ውሑስ ንግዳዊ ርክባትን ምዑቡል ፋይናንሳዊ ስርዓትን ንምስላጥ ምስ ዝተፈላለዩ ባንክታት ውዕሊ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡ ዋና አፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሙሉ ኣለም...

ኮንፈረንስ ሆስፒታል መቐለ

0
ሆስፒታል መቐለ ኣብ ዝሓለፉ ናይ መከራን መኸተን እዋናት ሰራሕተኛታት ንዘበርከትዎ ዝነኣድ ስራሕ ኣፍልጦ ሂቡ፡፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ጀኖሳይዳዊ ኩናት ስዒቡ ኩለን ትካላት ጥዕና...

ሓገዝ ቢራ ሓበሻ ንፅጉማት

0
ቢራ ሓበሻ ብምትሕብባር ቃና ኢቨንት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ካብ ምርኢት ሙዚቃ ዘተኣኻኸቦ ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት መዕቆቢ ተመዛበልቲ ንዝተረኸቡን ካልኦት...

ዋዕላ ሰብሞያ ሚድዋይፍ

0
ብምትሕብባር ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይን ማሕበር ሰብ ሞያ ሚድዋይፍ  ኢትዮጵያን ኣብ ስነ ተዋልዶ ዘድሃበ ዋዕላ ጥዕና ተሳሊጡ:: ኣብ ፅንኩር ኩነታት ኮይኖም ሞያዊ ኣገልግሎት ይህቡ ንዝነበሩ...

ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ካብ ዘካየዶ መድረኽ ምትእክኻብ  እቶት ልዕሊ ክልተ ሚልየን...

0
ማሕበር ልምዓት ኢሮብ ብሰንኪ ወረርቲ ሓይልታት ንከቢድ ማሕበራውን ቁጠባውን ፀገማት ተቓሊዖም ንዘለው ማሕበረሰብ  እቲ ወረዳ ንምሕጋዝ መድረኽ ምትእኽካብ እቶት ዘካየዱ እንትኾኑ ፣ ልዕሊ ክልተ...

ባንኪ ኣቢስንያ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ብር ዝዋጉኡ 110ኩንታል ጣፍ ብማሕበር ደቂ...

0
እቲ ኣብ ቀረባ እዋን ስርሑ ክጅምር ትፅቢት ዝግበረሉ ፕሮጀክት ንልዕሊ ሰለስተ ሽሕ ዝተፀገማ ደቂ ኣንስትዮ ስራሕ ዕድል ዝፈጥርን ብቐዋሚ ዓርሰን ዝጥውራሉን ፕሮጀክት እዩ። እዚ ፕሮጀክት...

ኲናት ዝወለዶ ጥሜት ኢትዮጵያ

0
ኣብ ትሕቲ ውድብ ምግቢ ዓለም ቅድመ መጠንቀቕታ ጥሜት ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ፤ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ዘመነ ምህርቲ ብኸቢድ ጥሜት ከምዝተጠቕት ኣመላኺቱ፡፡ ካብ ሰነ ክሳብ መስከረም...

ሓገዝ ንቤተክርስትያን

0
ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝነባርነቶም ኪሮስ መስፍንን የማነ ግርማይን ዝተበሃሉ ጉዱሳት ተጋሩ ካብ ዝተፈላለዩ ግዱሳት ድያስፖራ ትግራይ ዘተኣካከብዎ ልዕሊ 300 ሽሕ ብር ኣብ ወረዳ ሰላዋ...