Hailemicheal
ሓገዝ መናፅሂ ንደቂ ኣንስትዮ
ባንኪ ዳሽን ብምትሕብባር ትካል መፍረዪ ተሓዳሲ መናፅሂ ደቂ ኣንስትዮ ሃንስ ኣብ መዑቆቢ ተመዛበልቲ ከተማ ኣኽሱም ንዝርከባ ሓደ ሽሕ ደቂ ኣንስትዮ በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት...
ዑደት ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቐለን ማሕበረሰብ ነጋዶን ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ...
ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቐለን ማሕበረሰብ ነጋዶን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ሰራዋት ኣብ ህንፀት ዝርከብ ዘመናዊ ዕዳጋ ዑደት ኣካይዶም።
ማሕበረሰብ ነጋዶ እቲ ብልዕሊ...
ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ዓለም ለኸ ትካላት...
ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝበፀሐ ሰብኣውን ንዋታውን ዕንወት ናብ ንቡር ንምምላስ ዝተዋደደ ስራሕቲ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ከምዝጠልብ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ...
ጭንቂ ፣ ወለዲ ተምሃሮ ክፍታሕ ዶ ይኸውን ?
/ ትዕዝብቲ - ብመሰረት ታደሰ /
ኣብ ዝሓለፈ እዋን ተምሃሮ ፤ ከይዲ ትምህርቲ ክጅመር እዩ ምስተብሃለ ሓጎሶም ወሰን ኣይነበሮን፡፡ ሓቆም እዮም ድሕሪ ክልተ ሰለስተ ዓመት...
ዝቕባበ ሸርፊ ወፃኢን ኣብ ስራሕቲ አሉምንየምን መስትያትን ዝፈጠሮ ፅዕንቶን
ኣብ ስራሕቲ አሉምንየምን መስትያትን ዝተዋፈሩ ነጋዶ ብሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ዝተፈጠረ ዝቕባበ ንሰራሕቶም ዕንቅፋት ከምዝፈጠረሎም ገሊፆም ፡፡
ኣብ ስራሕቲ አሉምንየምን መስትያትን ዝተዋፈሩ ነጋዶ ከተማ መቐለ ተረኽቡ...
ምረቓ መፅሓፍ ’’ከውሊ ፀሓይ’’
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ግፍዒን በደልን ትዝንቱ’’ ከውሊ ፀሓይ’’ ዝኣርአስታ መፅሓፍ ተመሪቓ ፡፡
እታ መፅሓፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሐ ግፍዕን በደልን ከምኡ እውን...
ምርግጋፅ ተሓታትነት ኣብ ጀኖሳይድ ትግራይ
ኣብ ጀኖሳይድ ትግራይ ኢድ ዘለዎም ንክሕተቱ እንግሊዝ ክተሓባበር ይግባእ - ኣባላት ፓርላማ እንግሊዝ፡፡
ብመሰረት ስምምዕነት ሮማ /ሮምስታቹ/ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ዝፈረማ ሃገራት ምዃነን...
ኣብ ትግራይ ሕማም ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ...
ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኵናት ስዒቡ ሕማም ኤች ኣይቪ ኤድስ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ በፂሑ ከምዘሎ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ገሊፁ፡፡
ኩሉ...
ቢሮ ኢንዳስትሪ ትግራይ ብውሽጣዊ ዓቕሚታት ዝስርሑ፣ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ዝፈጥሩን ሸርፊ ወፃኢ...
ቢሮ ኢንዳስትሪ በቲ ልሙድ ኤጀንሲ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ማኑፋክቸሪን ትግራይ 6378 ኢንተርፕራይዛት ከም ዝነበርዎን እዘን ትካላት በቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጠረ ጆኖሳይዳዊ ኲናት ከም ዝዓነዋን...