Home Authors Posts by Hailemicheal

Hailemicheal

64 POSTS 0 COMMENTS

ኣብ ስነ ልቦናዊ ሕውየት ዘድሃበ ስልጠና ንመምህራን ተዋሂቡ

0
ሕብረት ቀዳሞት ተምሃሮ ሃፀይ ዮውሃንስ ጨንፈር ሰሜን ኣሜሪካ ምስ ሓቂ ፋዉንዴሽን ብምትሕብባር ንመምህራ ቀዳማይን ካልኣይን ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሃፀየ ዮውሃንስ መቐለ ኣብ ሕውየት ስነ...

ፍሰት መጓዓዝያ ከተማ ዓዲግራት ንምስላጥ ተወሰኽቲ ትራፊክ ፖሊስ ክዋፈሩ እዮም

0
መስቀል ንምብዓል ትሸባሸብ ዘላ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ፍሰት መጓዓዝያ ፅዑቕ ክኸውን ከምዝኽእል ይግመት። ኣብዛ ከተማ በዝሒ ባጃጃት ጥራሕ ልዕሊ 2 ሽሕ ከምዝበፅሕን ብርክት ዝበላ ተሸከርከርቲ...

ሕ/ሰብ ማይወለድ ሕማማት ንምክልኻል ክረባረብ ይግባእ- ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ እምባ...

0
ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ሕብረተሰብ ንዝተፈላለዩ ማይ ወለድ ሕማማት ይቃላዕ ከምዝሎ ነበርቲን ሰብ ሞያ ጥዕናን ገሊፆም፡፡ ማይ ወለድ ሕማማት ንምክልኻል ኣብ ዝውገኑ ስራሕቲ ሕብረተሰብ ውልቃውን...

ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚልዮን...

0
ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ዝርከብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍኖተ ብርሃን ብሓይልታት ፅንተት ዕንወት ከምዝተፈፀሞ ዝገለፁ ዳይረክተር እቲ ቤት ትምህርቲ መምህር ደስታ ካሕሳይ...

ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝበፀሖ ኩለመዳይ ማህሰይቲ ንክሓዊ ወለዶ ብዝግባእ...

0
ምጅማር ትምህርቲ ጉዳይ ምድሓን ወለዶ ትግራይ ከምዝኾነ ዝሓበሩ ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ መምህራንን ኣመራርሓን ትምህርቲ ኩሉ ዕድመኡ ንትምህርቲ ዝኣኸለ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸትት ፀዊዖም፡፡ መህራን...

በዓል መስቀል ንሰላም፣ ሕውየትን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መላእ ትግራይ ከምዝኽበር...

0
ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ፣  ህዝቢ ትግራይ  ኣብ ኩለመዳያዊ ቅሉውላው ኣብዘለወሉ እዋን ኮይኑ ዝኽበር ዘሎ በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታቱ ተሓልዮ ህዝብና እነፅናዕንዐሉን ናይ...

ደቀቕቲ ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማንፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ

0
ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ብሰንኪ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ኣዝዩ ዝተሃሰየ ምንቅስቕቓስ ደቀቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ማንፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ ትግራይ ዳግም ምንቕቓሕ ከም ዘድልን ነዙይ ንምዕዋት ድማ ብትኹረት ክስራሓሉ...

ከይዲ ምምሃር ምሰትምሃር 2016 ዓ/ም ንምጅማር ፀገም ናውትን መምሃሪ ክፍልታትን ከምዘጋጠሞ...

0
ተምሃራይ  ግርማይ ተኽላይን ተምሃሪት ገነት ሞገስን ኣብ ከተማ መኾኒ  ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ፈንቅል ተምሃሮ 11 ክፍሊ እዮም። እዞም ተምሃሮ ትምህርቶም ንምጅማር ምድላዋቶም ገይሮም ኣለዉ። ይኹን ድአ...

ወሰኽ ዋጋ ሸቐጣት ኣብ ምርግጋዕ ክትሰርሕ እያ- ኩለመዳይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር...

0
ብሰንኪ ናህሪ ዕዳጋ መሰረታዊ ሸቀጣት ኣብ ሕብረተሰብ ዝበፅሕ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ኣብ ምንካይ ኣበርቲዓ ከምትሰርሕ ኩለመዳይ ሕብረት ሽርክና ማሕበር ፋና ኣፍሊጣ፡፡ እታ ትካል ነዚ ዝገለፀት...

ፋይናንሳዊ ፀገም ትግራይ ንምፍታሕ ንምትእኽኻብ ዉሽጣዊ ሃፍቲ ብትኹረት ክስራሕ እዩ- በዓል...

0
ዉሽጣዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣብ ትግራይ ዘሎ ፋይናንሳዊ ፀገም ንምፍታሕን ምዑሩይ ስርዓት ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ንምትካልን ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ።  በዓል መዚ ልምዓት...