Tekelewayni kidane
ሓዱሽ መተግበሪ ስርዓት ኣወሃህባ ግልጋሎት መጓዓዝያን ታሪፍን
ቢሮ ትራንስፖርት መራኸበን ኮምሽን ፖሊስ ትግራይን ሓዱሽ መተግበሪ ስርዓት ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርትን ታሪፍን ቅድመ ምድላው ከም ዝገበሩ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ ሓበራዊ መግለጺ ኣፍሊጦም።
እቲ ዝወጸ...
ተሳትፎ ትካል ኦሳድ ትግራይ ኣብ ሕብሐባ ተምሃሮ
ኦሳድ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከቡ 100 ተምሃሮ ንሕድሕዶም 3000 ብርን ናውቲ ትምህርትን ሓጊዙኦሳድ ትግራይ ንብርክት ዝበሉ ዓመታት 50 ሕፃናት ኣብ ሓደ ማእወል ብምጥርናፍ...
ተሳትፎ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ዓባይ ብሪታንያ ኣብ ህንፀት ዝዓነው ትካላት።
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ዝዓነወ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓዲግራት ብማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ዓባይ ብሪታንያ መጠናዊ ጽገና ተጌርሉ።
ነቲ ጽገና ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ቕርሺ...
75% መሬት ትግራይ ንሕማም ዓሶ ተቓላዓይ እዩ – ቢሮ ጥዕና ትግራይ።
ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ኣብ ዘለዉ ኣዋርሕ ሕማም ዓሶ ዝላበደሉ እዋን ከምዝኾነ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡
ክረምታዊ ወቕቲ ሲዒቡ ዝርኣዩ ዕቋራት ማይን ጀቕጀቓትን ተናኻሲት...
ኣብ ከተማ መቐለ ዘሎ ፀገም ኣተኣላልያ ደረቕን ጓሓፍ ስግኣት ጥዕና ይኸዉን...
ነዚ ዝተሓበረ ''ፅሪይቲ ከተማ መቐለ ንዉሑስ ጥዕናናን ጥዕና ደቅናን'' ብዝብል ብምትሕብባር ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዩኒሴፍን ቢሮ ጥዕና ትግራይ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝተገበረ...
ዝጀመርዎ ሰላማዊ ቃልሲ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅልሉ ሰለስተ ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ ኣብ ዝሃብዎ...
'ኪዳን ንሱር በቆስ ለውጢ' ኢሎም ዝንቀሳቀሱ ዘለውሰለስተ ውድባት ትግራይ ፣ውድብ ነፃነት ትግራይ ፣ውድብ ሳልሳይ ወያነን ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ(ባይቶና) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ...
ፃውዒት ምፅራይ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ትግራይ
ኣብ ትግራይ ዘሎ ከቢድ ጥሜት ክፍታሕን ምርመራ ሰብኣዊ ግህሰት ክካየድን ይግባእ- ቤት ምኽሪ ፕሪንስ ጆርጅ ሜሪላንድ ፡፡
ድሕሪ ከቢድ ጀኖሳይዳዊ ኲናት ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕሱም...
ምኽባር ስርዓት ንግዲ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ መቐለ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ዝነበረ ዘይሕጋዊ ውድድር ንግዲ ስርዓት ንምትሓዝ ይስራሕ ከም ዘሎ ተገሊፁ።ኣብ ትግራይ ዝተፈፀመ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ስዒቡ ኣብ ከተማ...
ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ(ማተሰኣ) ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ዝሃቦ መግለፂ።
ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብር ህዝብና፣ ንጅግና ሰራዊት ትግራይን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ/ም ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣብፀሐና፤ እንዳበልና እዚ...
ዓርሰ ተበግሶ ንምትሕግጋዝ ተምሃሮ ዓድዋ
ኣብ ዉሽጥን ደገን ዝርከቡ ተወለድቲ ከተማ ዓድዋን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን ዘተኣኻኸብዎ 5 ነጥቢ5 ሚልዮን ብር ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ 46ዐዐ...