tiumay gezae
ጅማሮ ውዕል ሰላም ትግራይን ኢትዮጵያን ንሓደጋ ሓረስቶትን ዝራእቶምን ቅልጡፍ ምላሽ ክህባሉ...
ብውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዝምራሕ እኽብካብ ሓይልታት ወረርቲ ብወታሃደራዊ ሕጊ ዘይፍቀድ ውግእ የካይዱ ከምዘለዉ ይፍለጥ፡፡ ብፍላይ ኣብ መንበሪ ሓረስቶትን ዝራእቶምን ድፋዕ ገይሮም ይትኩሱ ኣለዉ፡፡
ከም ሳዕቤኑ...
“ሰላም ማለት ድምፂ ጥይት ዘይምስማዕ ወይ ውግእ ዘይምህላው ጥራሕ ዘይኮነስ ፍትሕን...
-----
ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ኣካል ህልውንኡ ከረጋግፀሉ ከይተፀበየን ከይለመነን፣ ሰላም መትከሉ ገይሩ ሳላ ዝተቃለሰን ኣብ ቅድሚ ዓለም ቀሪቡ እቲ ዝብህጎ ሰላም ብልዝብ ክዓትሮ ይሰርሕ ኣሎ።...
እዋናዊ መግለፂ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል
----
ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ትኹረት ክገብረሉ ከምዝግባእ ፃውዒት ቐሪቡ፡፡ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት መዝረ ብቕልጡፍ ደው ንክብል...
የትግራይ ህዝብ በፋሽስቱ የአብይ ቡድንና ግብረ አበሮቹ ከታወጀበት የጀኖሳይድ ጦርነት ተላቆ...
----
የፋሽስቱ ቡድን ከወራረሪ ሃይሎች ጋር በመቀናጀት በትግራይ ህዝብ ላይ ያወጀውን የጀኖሳይድ ጦርነት የተቀረው የኢትዮጵያ ህዝብም በመደገፉ የገዛ ህዝቡን ነፃ ሊያጣው እንደሚችል ነው ግንባሩ ባወጣው...
ኣብ ከተማ ጎንደር ተኸተልቲ እምነት እስልምና ሶላት ኢድ ኣልፈጥር ...
ኣብታ ሃይማኖታዊ ጎንፂ ተላዒዑ ብዙሓት ተኸተልቲ እስልምና ዝሞቱላን ናዕቢ ዝቀነየላ ከተማ ጎንደር ተኸተልቲ እምነት እስልምና እታ ኸተማ ናብ ጎደና ወፂኦም ሓበራዊ በዓል ኢድ ኣልፈጥር...
ምብራኽ ሕብረትን ስምረትን ትግራዎት
ኣምባሳደር ፀጋይ በርሀ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተከበረ መበል 1443 ሂጅርያ በዓል #ዒድ ኣልፈጥር ተረኪቦ ኣብዘመሓላልፍዎ መልእክቲ ኩሎም ሃይማኖታት ካብ ደገ እዮም ናብ ትግራይ ...
መግለፂ ፌደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ
----
ሂወት ሰላማዊያን ከድሕን ዘይኽእል ስርዓት ምልክት ውድቀት ምዃኑ ኦፌኮ ገሊፁ፡፡
ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ኣሕመድ ብሽም ምድምሳስ ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ “ዓሳ ንምሓዝ ባሕሪ ምድራቕ” ብዝብል ተለምዳዊ...
ተግባራት ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኦሮሚያ
ሰራዊት ሓርነት ኦሮሞ ኣጥፊኡ #ኦሮሚያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንምቁፅፃር ዝወፈረ ጉጅለ ፋሽስት ኣብይ ኣሕመድ ብኹሉ ግንባራት ስዕረት ምጉልባቡ ስዒቡ ንፁሃን ሰባት ይጭፍጭፍ ምህላዉ...
መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሕኩም ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረ ፅዮን ገ/ሚካኤል
ፕረዚዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንተኸተልቲ እምነት እስልምና ትግራይ ፣ ንጅግና ህዝባዊ ሰራዊትን ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ዳያስፖራ ትግራይን እንኳዕ ንመበል 1443 ዓመት...
ዲያስፖራ ትግራይ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ
ዲያስፖራ ትግራይ ድምፂ ህዝቦም ብምኳን ዘካየድዎን ዘካይድዎ ዘለዉ ቃልስን ዝለዓለ ምኳኑን እዚ ድማ ተጠናኪሩ ክቕፅልን ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣፍሊጣ፡፡
ፋሽስታውያንን ወረርትን ሓይልታት ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት...