weyante buzuneh
ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቋረፀቶ ዕደላ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ከምትጅምር...
ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ አቋሪፅዎ ዝፀንሐ ዕደላ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።
እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንዘድልዮም...
መምርሒ ትርፊ ምፅዓንን ታሪፍን ምዕንቃፍ ዘይሕጋዊ ተግባር እዩ፦ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን ትግራይ
ድሕንነትን ሕቶ ህዝቢ ንምምላስን አብ ትርፍን ታሪፍን ሓዱሽ መምርሒ ምውፁኡ ስዒቡ አብ ግልጋሎት መጎዓዝያ ዕንቅፋት ንዝፈጥሩ ሰብ ዋና ተሸከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝወስድ ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን...
”ትምህርቲ ብምጅማርና ሕጉሳት ኢና”-ተመሃሮ ቀደማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገርሁ ስርናይ
ዋላ ስግኣት ፀጥታን ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገማትን እንተሃለወና ትምህርቲ ምጅማርና ሕጉሳት ኢና ክብሉ ኣብ ወረዳ እገላ መምህራን ተመሃሮን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ገርሁ ስርናይ...
ብ1.2 ሚልዮን ብር ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከብ መንገዲ ፀፀር ማይ መኽደን...
እቲ ብማሕበር ልምዓት ድርባ ዓዲ መዓር ህንፀቱ እናቐፀለ ግልጋሎት ዝህብ ዘሎ መንገዲ ማይ መኽደን ድርባ ዓዲመዓር ቤተክርስትያን ደብረሰላም ኣቡነ ያሳይ ንውሓቱ 4...
ኩለመዳያዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር መሶብ ኣብ ምርግጋዕ ዕዳጋን ኣብ ምዕባይ ቁጠባዊ...
ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምንቕቓሕ ቁጠባ ሕ/ሰብን ዕዳጋ ኣብ ምርግጋዕን ዝለዓለ ግደ ኣለወን ኣብ ቀረባ እዋን ናብዚ ዓውዲ ዝተፀምበረት ኩለመዳያዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር መሶብ...
ኤርትራ መንግስታዊ መዋሊት ግብረ ራዕዲ እያ- ምሸል ሩቢን
̎ኤርትራ መንግስታዊ መዋሊት ግብረ ራዕዲ እያ̎ ክብል ተመራማሪ ጉዳያት ማእኸላይን፣ ምብራቕን ቐርኒ ኣፍሪቃን ማይክል ሩቢን ገሊፁ።
ቅድሚ ዓሰርተ ሽዱሽተ ዓመት ምምሕዳር ቡሽ ንኤርትራ ኣብ ዝርዝር...
ዓለም ለኸ መድሕን ህፃናት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ጣብያታት ኣራዕን ደውሃንን ንዝርከቡ...
ዓለም ለኸ መድሕን ህፃናት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ጣብያታት ኣራዕን ደውሃንን ንዝርከቡ 281 መራሕቲ ስድራ ልዕሊ ክልተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ብር ሓጊዙ።
ሰራዊት ውልቀ መላኺ ኢሳያስ...
ውድድር ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ኣብ ትግራይ ተበቲኑ ዘሎ ዓቕሚ ብምውዳድ ናብ...
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ምስ ማእኸል መሰልጠኒ ህይወት ክህሎት ሳክሰስ ብምትሕብባር ዝሰናዳእ ውድድር ስራሕ ምህዞን ፈጠራን መዳይብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ብምስግጋር ትግራይ ንምልዋጥ መንግስታውን...
ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ዝውዕል 180 ሚልዮን ብር ንምምሕዳር ከተማ...
ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ዝውዕል 180 ሚልዮን ብር ንምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ድጋፍ ገይሩ።
ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት እቲ ብባንኪ ዓለም ዝተገበረ ገንዘባዊ ድጋፍ ብሰንኪ ወረርቲ...
ነብሰ-ፁር ኣዴታት ግቡእ ግልጋሎት ወሊድን ክትትል ብዘይምርካበን ንዝተሓላለኹ ፀገማትን ሕማማትን ...
ነብሰ ፁር ወ/ሮ ወጋሕታ ሓለፎምን ወይዘሮ መረስዑ ሃፍቱን ኣብ ሆስፒታል መቐለ ዝወለደት መድህን ሃይለማርያምን ካብ ዝተፈላለያ ከባብታት ትግራይ ተጓዒዘን ኣብ ሆስፒታል መቐለ ኣብ ክፍሊ...