ቁጠባ

ዘተ መንግስትን ነጋዶን

ነጋዳይ ማሕበረ ሰብ ምስ ኣካላት መንግስቲ ብምርድዳእ ፀገማት ብቐፃሊነት ንምፍታሕ ዘኽእል ጥጡሕ ባይታ ንምፍጣር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ መንግስትን ውልቃዊ ሴክተራትን ኣብ መቐለ ተኻዪዱ። እዚ መድረኽ...

ብበዝሒ ዝተነበቡ

ዘተ መንግስትን ነጋዶን

ነጋዳይ ማሕበረ ሰብ ምስ ኣካላት መንግስቲ ብምርድዳእ ፀገማት ብቐፃሊነት ንምፍታሕ ዘኽእል ጥጡሕ ባይታ ንምፍጣር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ መንግስትን ውልቃዊ ሴክተራትን ኣብ መቐለ ተኻዪዱ። እዚ መድረኽ...

ምትእትታው ቴክኖሎጂ ትካላት ፋይናንስ

ትካላት ዕቋርን ልቓሕን ትግራይ ጊዜኡ ዝጠልቦ ቴክኖሎጂ ወኒነን ዘበናዊ ግልጋሎት ዝህባሉ ዕድል ንምፍጣር ኣብ ምስራሕ ከም ዝርከብ ባንኪ ወጋገን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ባንኪ ነዚ ዝገለፀ ምስ...

መድረኽ ምልዕዓል ዲጅታል ባንኪንግ ትግራይ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ትግራይ ብሰንኪ ጄኖሳይዳዊ ኲናት ዝዓነወ መሰረት ልምዓት ትግራይ ናብ ዝነብሮ ንምምላስን ብዝበለፀ ንምዝማንን ጠንኪርና ክንሰርሕ ኢና ኢሉ። ሓላፊ ቢሮ ሳይነስን ቴክኖሎጂን ትግራይ...

ሰነድ ስምምዕነት ሓቢርካ ምስራሕ

ባንኪ ወጋገን ምስ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን መቐለ ሓቢሩ ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕ ተፈራሪሙ። ኣካያዲ ስራሕ ባንኪ ወጋገን ሪጅን ስሜን ኣይተ ሃፍቶም...

ደደቢት ማይክሮፋይናንስን ኣቦ ናይ ገዛ ስራሕቲ ፋይናንስ ውልቀ ማሕበርን ንዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕ ንምንታይ እዩ...

ኣብ መንጎ ደደቢት ማይክሮፋይናንስን ኣቦ ናይ ገዛ ስራሕቲ ፋይናንስ ውልቀ ማሕበርን ንዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕ ስዒቡ ፦ ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ትግራይ ኣቦ ናይ ገዛ ስራሕቲ...