LATEST ARTICLES

“ትግራይ ከመይ ነላልያ”

0
ማህደር ጥንታዊ ስልጣነን ጅግንነትን ዝኾነት ትግራይ ካብቲ ገጢምዋ ዘሎ ዉድቀት ተላዒላ ዳግም ክትህነፅ ኣብ ዝግበር ስሙር ወፍሪ ኣብ ምልላይን ምልማዕን ፀጋታትን ክብሪታትን ትግራይ ብዕቱብ...

ዋዕላ ወፍሪ ክታበት

0
ካብ 18 መጋቢት 2015 ዓ/ም ክሳብ 29"" መጋቢት 2015 ዓም አብ ትግራይ ንዝሳለጥ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን ሰብ ሞያ ሚድያን ዋዕላ...

ስነ-ስርዓት ካልኣይ ቀብሪ ብግፍዒ ንዝተቐተሉ 84 ሰላማዎያን ነበርቲ ወረዳ ኣስገደ

0
ኣብ ዞባ ሰሜን ዕራብ ትግራይ ወረዳ ኣስገደ ጣብያ ማይ በርበሃ ብመቐደላን ዋልያን ዝተበሃሉ ጉጅለ ፋኖ ኣምሓራ ብግፍዒ ንዝተቐተሉ 84 ሰላማዎያን ወገናት ስነ-ስርዓት ካልኣይ ቀብሪ...

EU Says It Supports US Atrocity Determination in Ethiopia

0
Mekelle, March 21, 2023 ( Tigrai Television)- EU says it supports U.S. finding that says crimes against humanity have been committed by Ethiopia, Eritrean,...

እዋናዊ መግለፂ መንግስቲ ትግራይ

0
ህዝብን መንግስትን ትግራይ "ስርዓት ይከበር፣ መሰል ርእሰ ውሳነ ህዝብታት ክጥሓስ የብሉን" ዝብል ህዝባዊ እምነትን መትከልን ብምሓዞም ጥራሕ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልዕሊኦም ማእለያ ዘይብሎም...

ኣብ 13 ከተማታትን ወረዳታትን ትግራይ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ነታጒ  ልዕሊ 470 ሰባት ግዳይ ሞትን...

0
---- ሓይልታት ፅንተት ኣብ መሬት ትግራይ ዝቐበርዎም ተፈንጀርቲ ኣፅዋራት ሕዚ እውን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ሰባት ሓደጋ ሞትን መቑሰልትን የውርዱ ምህላዎም ተሓቢሩ፡፡ ዛጊድ ኣብ 13 ከተማታትን ወረዳታትን...

ህንፀት ዝዓነው ትካላት ማይ ትግራይ

0
ዝዓነው ትካላት ማይ ትግራይ ዳግም ንምህናፅ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ትካላት ብትኹረት ክሰርሑ  ቢሮ ማይን ኢነርጂን ትግራይ  ፀዊዑ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብዝተኻየደ ኵናት ኣብ ወረዳ ራያ...

ሓገዝ ንህፃውንትን ሓራሳትን

0
ማሕበር ተራድኦ ሕድርና ካብ ትካል ገባሪ ሰናይ ቲዲኣር ኤፍ ዝረኸበቶ 551 ሽሕ ቅርሺ ዝዋግኡ ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ደንጎላት ዝርከቡ ትሕቲ ክብደት ንዝኾኑ ህፃውንትን መጥበውቲ...

ትፅቢት ምጥያሽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

0
ግፍዕን መከራን ህዝቢ ትግራይ ዝፈትሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ተጣይሹ ዕላዊ ዝኾነሉ ጊዜ መዓዝ ይኸውን ዝብል ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ልዕሊ 120 መዓልትታት...

ሓገዝ ንውጉኣት ኣባላት ሰራዊት ትግራይ

0
ማሕበር ብሩህ ተስፋ ምስ ድምፃዊ ያሬድ በርሀ ብምትሕብባር ኣብ ሕክምና ንዝርከቡ ውጉኣት ኣባላት ሰራዊት ትግራይ ዝውዕል 550 ሽሕ ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ዓብዑር ደገፍ...