ዜና ውሽጢ ዓዲ

ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ከተማ ራማ ዓዲ 4

ኣብ ከተማ ራማ ዓዲ 4 መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ዝተፈላለዩ ክፋል ሕብረተሰብን ኣካላት ፀጥታን ኣብ ዝተረኸብሉ ብሰልፍን ምብራህ ጥዋፍን ተኸቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዝተኸፈለ...

ዓለምለኻዊ ዜና

ፃውዒት ምንባር ማዕቐብ

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዓበይቲ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላት ዝፈፀሙ ኣካላት፣ ማዕቐብ ክንበረሎም ዜጋታትን ነበርትን ካናዳ ፀዊዖም። እቶም ዜጋታት ፌርማ ኣተኣኻኺቦም ንፓርላማ እታ ሃገር ኣብ ኣብ ዘቕረብዎ...

ብበዝሒ ዝተነበቡ

ዝኽሪ መዓልቲ ሰማእታት ከተማ ራማ ዓዲ 4

ኣብ ከተማ ራማ ዓዲ 4 መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ዝተፈላለዩ ክፋል ሕብረተሰብን ኣካላት ፀጥታን ኣብ ዝተረኸብሉ ብሰልፍን ምብራህ ጥዋፍን ተኸቢሩ። ተሳተፍቲ እቲ ሰልፊ ዝተኸፈለ...

ምረቓ ተምሃሮ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሞያታት ካብ ደረጃ ክልተ ክሳብ ደረጃ ኣርባዕተ ብስሩዕ ዘሰልጠኖም ክልተ ሚኢትን ዒስራን ሸሞንተን ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም 427 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ዲን...

ምርቓ ፕሮጀክታት ኣብ ከተማ መቐለ

መበል 36 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ምኽንያት ብምግባር ብምምሕዳር ከተማ መቐለ ንሰድራ ስውኣት መሸጢ ስሚንቶ ዝውዕል ሼድን፣ መሰረተ ልምዓት መብራህቲ ትራፊክን ጎደናታትን፣ መፋስሳት ከምኡ እውን...

ታሪኽ ኣብዚ ዕለት

"ሓውዜን ወ ቶጎጋ ህዝቢ ትግራይ መሰል ዓርሰ ውሳንኡ ንምርግጋፅ የካይዶ ብዝነበረ ኣንፃር ደርጊ ዘቕነዐ ብረታዊ ቓልሲ፣ ኣብዝሓ ከባብታት ትግራይ ካብ ቍፅፅሩ ወፃኢ ዝኾነኦ ውልቀ መላኺ...