Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኻየደ ጆኖሳይዳዊ ኩናት ተቋሪጹ ዝጸንሐ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ንምጅማር ተምሃሮኡ ኣብ ምቕባል ይርከብ። ፕረዚዳንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶ/ር...

በዓል ኣሸንዳ 16 ነሓሰ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣይካየድን -ከየንቲ ትግራይ

ነሓሰ 16/2015 ዓ/ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ በዓል ኣሸንዳ ትግራይ ኣዪካየድን ክብል ከያኒ ኣበበ ኣርኣያ ሓቢሩ። ከየንቲ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ኣብ ኣዲስ...

ህፁፅ ምላሽ ዘድልዮ ሕፅረት ምግቢ

ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል (ICRC) ኣብ ትግራይ ኩነታት ኣመጋግባ ነፍሰ ፁራትን መጥበውትን ኣዴታትን ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናትን ሕዚ እውን ህፁፅ ምላሽ ዘድልዮም ምዃኑ ገሊፁ። ዓለምለኸ...

ሓገዝ ሃናፂ ምግቢ ንህፃናት

መንደር ህፃናት ኤስ ኦ ኤስ ልዕሊ ክልተ ሚሊዮን ብር ወፃኢ ብምግባር ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ኣብ ኣፀጋሚ ብርኪ መነባብሮ ንዝረከባ ኣዴታት ነበርቲ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ...

“በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ሕውየትን “ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንምኽባር ምድላዋት ይውገን ከምዘሎ...

"በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ሕውየትን "ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንምኽባር ምድላዋት ይውገን ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ፣ ንዝሓለፍ ዓመታት...

ህዝቦም ካብ ፅንተት ንምድሓን ኣብ ዘካየድዎ መኸተ ልኡኾም ፈፃሞም ብኽብሪ ንዘተሰነዩ...

ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ ስለዋ ኣይተ ኣሸናፊ ዘውደ ትማሊ ምስ ዕስለ ፀላእቲ ዝተሓናነቕ ዝነበረ ተጋደላይ ህዝባዊ ልኡኽቱኡ ፈፂሙ ናብ መረበቱ ምምፅኡ ከምዘሓጎሶም ገሊፆም ፡፡ ልዕሊ እዚ...

መፅሓፍ ሚስጢረ ኣእባን

ብቛንቋታት ትግርኛ፣ ግእዝን ኢንግዝኛን ዝተፅሓፈት ሚስጢረ ኣእባን ዘርእስታ መፅሓፍ ተመሪቓ ንንባብ በቒዓ፡፡ ብሊቀ ሊቃውንት ንጉሰ ተኽላይ ዝተፅሓፈት ኣብ ክቡራት ኣእማን ዘሎ ምስጢር እትገልፅ ሚስጢረ ኣእባን...

ምረቓ ሰልጠንቲ ተምሃሮ

ማእኸል መሰልጠኒ ስነ-ፅባቐን ሜክኣፕ ትሪስ ብሞያ ስነ-ፅባቐ ዝሰልጠና ልዕሊ 200 ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ ኣመሪቓ፡፡ ካብተን ክመሃራ ዝፀንሓ ዝተመረቓ ደቂ ኣንስትዮ እተን 16 ስድራ ገድሊ...

ሓዱሽ ዳይረክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ /USAID/ ኣብ ኢትዮጵያ

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ /USAID/ ንስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዳይረክተር እቲ ትካል ኮይኖም ክመርሑ ቃል ማሕላ ከምዘፈፀሙ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሰማንታ ፓወር ኣብ...

ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኤጲስ ቆጰሳት

ኣብ ከተማ መቐለ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ ተሳሊጡ። ብመንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ...