Home Authors Posts by tiumay

tiumay

19 POSTS 0 COMMENTS

ብትምህርተን ፀብለለልታ ንዘርአያ ደቂ ኣንስትዮ ተምሃሮ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ።

መቐለ፥17 ሕዳር 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ሳፋሪኮም ኢት/ያን ኢማጅን ዋንደይን ብትምህርተን ፀብለለልታ ንዘርአያ ደቂ ኣንስትዮ መተባብዒ ሽልማት ገንዘብን ሞባይልን ኣበርኪቶም። ሳፋሪኮም ኢት/ያ ደቂ ኣንሰትዮ ንምትብባዕ ዓሊሙ...

ፀገም ምውጋድ ረሳሕ ፈሳሲ ከተማ መቐለ ንምቕራፍ ዘኽእል ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን...

መቐለ፥ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ፀገም ምውጋድ ረሳሕ ፈሳሲ ከተማ መቐለ ንምቕራፍ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 10 ሚሊዮን ዶላር (1 ነጥቢ 2 ቢሊዮን...

ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ መንሽሮ ኣፍ ደገ ማህፀን ኣብ ኣብያተ ትምህርቲን ትካላት...

መቐለ፥ 6 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ቢሮ ጥዕና ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ ኣፍ ደገ ማህፀን ካብ 9-13 ሕዳር 2017 ዓ/ም ኣብ 81...

ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ንፀጋይ ኪዳነማርያም ዋና ኣሰልጣኒ ገይራ ቆፂራ።

መቐለ፥ ሕዳር 5/2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተመሊሳ ኣብዚ ዓመት ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ግጥማት እቲ ሊግ ትሳተፍ ዘላ...

ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝምድቡን ዝምደቡን ዘለዉ ሰባት መንግስታዊ ሓላፍነት ሒዞም ኣብ ዝኾነ...

መቐለ፥ 5 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ብዘይሕጋዊ መንገዲ ዝምድቡን ዝምደቡን ዘለዉ ሰባት መንግስታዊ ሓላፍነት ሒዞም ኣብ ዝኾነ ይኹን መድረኽን ዋዕላን ክሳተፉ ከምዘይግባእ ግዝያዊ ምምሕዳር...

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 7 ሰባት ብሕማም ኩላሊት ሂወቶም ሓሊፉ 4 ድማ...

መቐለ፥ 10 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ማሕበር ሕሙማት ኩላሊት ትግራይ ኣፈፃፅማ ሰራሕቲ 2016 ዓ/ም ገምጊሙ ኣብ ትልሚ 2017 ዓ/ም እውን ዘትዩ ። ሕማም ኩላሊት...

“ስራሕቲ ፀጥታ ከተማ መቐለ ካብ ዝሓለፈ ጊዜ ዝሓሸ እዩ” – ከንቲባ...

መቐለ፥ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ስራሕቲ ፀጥታ ከተማ መቐለ ካብ ዝሓለፈ ጊዜ ዝሓሸ እኳ እንተኾነ ጕዳይ ፀጥታ፣ ጕዳይ ሕብረተ ሰብ ክኸውን ኣብ ምግባርን...

ሕብረት ኣውሮፓ ናብቲ ኣህጉር ዝግበር ዑቕባን ስደትን ኣመልኪቱ ሕጊ ኣውፂኡ፡፡

መምርሒ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቀንዲ ፖለቲካዊ ባእታታትን ምትሓዝ ስርዓት ስደተኛታትን ኣመልኪቱ ከካይዶ ዝፀንሐ ዘተ ብስምምዕነት ዛዚሙ፡፡ስርዓተ ዑቕባን ስደትን ንምምሕያሽ ዝኣተዎ መብፅዓ...

“ማዕረ ማዕረ እንስሳት ኣብ ግድብ ክንሰትይ ተገድድና፡፡” – ነበርቲ ጣብያ ማቻረ

ፀገም ቀረብ መስተ ማይ ጣብያ ማቻረ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣብያ ማቻረ ንዓመታት ዝፀንሐ ዘይተፈትሐ ፀገም መስተ ማይ ሓደጋ ህልውና ኮይንዎም ከምዘሎ ነበርቲ እታ ጣብያ...

ትካል ስግግር ሕርሻ ትግራይ ሓደ ነጥቢ ሸሞንተ ሚልዮን ብር ዝዋገአን ዓሰርተ...

ኣይተ ገብረሂወት ምሩፅን ወ/ሮ ደስታ ገበረመድህንን ነበርቲ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ዓራቶ እዮም። ዝራእቲ ክራማት ኣልዒሎም ብኩታ ገጠም ኣብ ልምዓት መስኖ እናነጠፉ ረኺብናዮም። ናይ ሎሚዘበን ልምዓት...