Home ዜና ሓደ ዜጋ ካብ ሃገሩ ምስጓግ ሕገመንግስታዊ ጥሕሰት እዩ -ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ሓደ ዜጋ ካብ ሃገሩ ምስጓግ ሕገመንግስታዊ ጥሕሰት እዩ -ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

520

ኣብ ልዕሊ ቆሞስ ኣባ ሰረቀብርሃን ወልደሳሙኤል ዝተወሰደ ስጉምቲ ምስጓግ ኣዝዩ ሓደገኛ ተግባር ዘርኣውነትን ጥሕሰት ሕገ መንግስትን ስለ ዝኾነ፤ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብፅኑዕ ከም ዝቃወሞ ኣፍሊጡ። እዚ ተግባር ድማ ኣብ ልዕሊ ሓደ ሰብ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ልዕሊ መንነት ትግራዋይነት ዝቐፀለ በደል ምዃኑ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ።