Home ዜና መግለፂ ነገረ መለኮት ኣብ ጉዳይ ቆሞስ ኣባ ሰረቀብርሃን ወልደ ሳሙኤል

መግለፂ ነገረ መለኮት ኣብ ጉዳይ ቆሞስ ኣባ ሰረቀብርሃን ወልደ ሳሙኤል

559

ኣብ ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ሙሁራን ነገረ መለኮት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ዝኾነ ይኹን ገበን ዘይብሎም እናሃለው ናብ ትግራይ ከይኣትው ተዓጊቶም ዝርከቡ ቆመስ ኣባ ሰረቀብርሃን ወልደሳሙኤል ፍትሒ ክረኽቡን ሓቲቱ።