Home ዜና ምንባር እምነ-ሰረት

ምንባር እምነ-ሰረት

519

ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድሕሪ ምዝዛም ሢመተ ኤጲስ ቆጶሳቱ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣክሱም ፅዮን :-ንቤት ፅሕፈት መንበረ ሰላማን ከሣቴብርሃንን መንፈሳዊ ኮሌጅ ቅዱስ ያሬድን ዝኸውን ህንፃታት ንምህናፅ እምኒ ሰረት ኣንቢሮም።