Home ዜና ሰላማዊ ሰልፊ ዳያስፖራ ትግራይ

ሰላማዊ ሰልፊ ዳያስፖራ ትግራይ

501

ኣብ ዴንቨር ኮሎራዶ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝሳተፉ ዘለው ዳያስፖራ ተጋሩ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ፣ሉኣላዊ ግዛት ትግራይ ይከበር፣ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ መረበቶም ዝሓተት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።ግዳይ ጀኖሳይድ ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ፍትሒ ክረክብ ነዚ ተግባር ዝፈፀሙ ሓይልታት ድማ ተሓተትቲ ክኾኑ እውን ፀዊዖም።