Home ዜና በዓል ኣሸንዳ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለምና፣ ኣሸንዳና ንመኸተና ብዝብል መሪሕ ቃል...

በዓል ኣሸንዳ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለምና፣ ኣሸንዳና ንመኸተና ብዝብል መሪሕ ቃል እናተከበረ ይርከብ፡፡

1268

እቲ በዓል ካብ ትግራይ ሓሊፉ ኣብ ኣህጉራት ኣውሮፓ፣ ኣሜሪካ፣ ኤስያ፣ ኣውስትራልያን ኣፍሪካን ይክበር ኣሎ፡፡

ብመሰረት እዚ ድማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ 21 ነሓሰ 2014 ዓ.ም፣ ኣብ እንግሊዝ ለንደን August 27, 2022፣ ኣውስትራልያ ሜልቦርን ኣሸንዳና ንመኸተና ብዝብል መሪሕ ቃል September 3, 2022፣ ዩናይትድ ዓረብ ኢምሬት ዱባይ August 28, 2022 ኣሜሪካ ዋሽንግተን ዲሲ ኣሸንዳና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ August 27, 2022፣ ስዊድን ስቶክሆልም August 27, 2022 ከምዝኽበር ድማ መተሓባበርቲ እቲ በዓል ኣፍሊጦም፡፡