Home ዜና ኣቦ ወንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር...

ኣቦ ወንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስቴቭን ኣውየር ዘትዮም።

508

ኣቦ ወንበር ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስቴቭን ኣውየር ዘትዮም።

ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስቴቭን ኣውየር ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዛጊድ ዘለዎ ምዕባለታትን ዕንቅፋታትን፣ ምርግጋፅ ተሓታትነት፣ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ጌሮም ተመያይጦም ክብል ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዕላዊ ገይሩ ።