Home ዜና ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ

ወፍሪ ተኸላ ፈልሲ

330
0

ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመረሐ ጉጅለ ምስ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ብሓባር ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ጣብያ ሚካኤል እንባ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዱ።

#ጎይተኦም ተኸስተ

Previous articleሚኒስቴር ሓለዋ ጥዕና ፈዴራል ኣብ ልዕሊ ትግራይን ህዝባን ዝፍፅሞ ዘሎ ገበን ብቕልጡፍ ክእረም ንፅውዕ!ሚኒስቴር ሓለዋ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ወረዳታት ትግራይ ናብ ክልል ኣምሓራ ብምክላል ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ዝተፈፀመ ገበን ብዘጠናኽር መልክዑ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ፈፂሙ ኣሎ።
Next articleመድረኽ ምኽክር ኣብ ለበዳ ኤች ኣይቪ ኤድስ