Home ዜና ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዓለም...

ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዓለም ንዘበርከትዎ ልዑል ስራሕ ካብ ሃገረ ሞንጎሊያ ክብሪ ብሉፅ ሰራሕተኛ ጥዕና ተበርኪቱሎም።

531

ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ዝተበርከተሎም ሽልማት ክብሪ ንኹሎም ሰራሕተኛታት ጥዕና ሞንጎሊያን ዓለምን መዘከርታ ይኹነለይ ክብሉ ኣብ መራኸቢ ገፅ ትዊተሮም ጠቂዖም።