Home ዜና ዋዕላ ምድሓን ዝዓነወ ቁጠባ ትግራይ

ዋዕላ ምድሓን ዝዓነወ ቁጠባ ትግራይ

687

ዋዕላ ምድሓን ዝዓነወ ቁጠባ ትግራይ

ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ምድሓን ቁጠባ ድሕረ ኲናት፣ዳግመ ህንፀት፣ ኢንቨስትመንትን ንግዳዊ ምንቅስቓስን ንውሑስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዋዕላ ብምትሕብባር ሚኒስትር ሰላም፣ትካል ዓለም ለኻዊ ልምዓት ተራድኦ ኣሜሪካ፣ዓለም ለኸ ማእኸል ድጋፍ ዉልቀ ትካላትን ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲ ማሕበራትን ትግራይን ዝተዳለወ ኢዩ።

ኣብቲ ዋዕላ ፕሬዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሚኒስተር ዲኤታ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ካልኦት ክልላዊ ሃገራዉን ኣመራርሓን ወከልቲ ዓለም ለኻዉያን ትካላት ወሃብቲ ሓገዝን ኣብ ምስታፍ ይርከቡ።