Home ዜና ዑደት ርእሳነ ምምሕዳርን ከንቲባታትን ኣብ መቐለ

ዑደት ርእሳነ ምምሕዳርን ከንቲባታትን ኣብ መቐለ

311
0

ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ኣብ ዓለምለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ብፕሬዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ካልኦት ሰብ መዚ ትግራይ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

እቲ ብኣይተ ኣደም ፋራሕ ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ፌደራል ኣብ ፋብሪካ ሸባ ሌዘር ዑደት ክገብር እዩ። ድሕሪ እቲ ዑደት ምስ ኣመራርሓ ግዜያዊ ምምሕዳር ከም ዝዝትዩ ዝወፀ መርሃ ግብሪ የመላኽት።

ብገብረመስቀል ኪሮስ

Previous articleዝቐፀለ ዘተ ምምሕዳራት መቐለን ኣዲስ ኣበባን
Next articleዑደት ኣብ ዝዓነዉ ትካላት ዉቕሮ