Home ዜና ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን...

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ዩኒየን ጮምዓ መቐለ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

470

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ምስ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ዩኒየን ጮምዓ መቐለ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።

እቲ ስምምዕነት ብፕሬዝደንት ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ኣንበሳ ኣይተ ዳኒኤል ተኸስተን ብኣካያዲ ስራሕ ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዕቋርን ልቓሕን ዩኒየን ጮምዓ መቐለ ኣይተ ገ/ሂወት ኪዳነ ተሳሊጡ።

ክልቲኦም ትካላት ፋይናንስ ማሕበረስብ ቁጠባዊ ዓቕሙ ንምዕባይ ኣድላይ ዘበለ ኣቕርቦት ልቓሕ ንምሃብ ዓሊሞም ከምዝሰርሑ እውን እቶም ኣመራርሓ ኣፍሊጦም።

#እያሱ በርሀ