Home ዜና ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚሊዮን...

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ብር ሓገዝ ሂቡ።

485

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ብር ሓገዝ ሂቡ።

ዓለም ለኻዊ ባንኪ ኣንበሳ ማሕበር ኣክሲዮን ንማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ 2 ነጥቢ 5 ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ሂቡ።

እቲ ባንኪ ክሳብ ሐዚ ኣብ ኩለመዳይ ስራሕቲ ልምዓት ትግራይ ክገብሮ ዝፀንሐ ምንቅስቓስ ዝያዳ ብምጉልባት ኣብ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ትግራይ እጃሙ ከምዘበርክት እውን ኣፍሊጡ። #እያሱ በርሀ