Home ዜና ነበርቲ ከተማ መኾኒ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ወፍሪ ፅሬት፣ ምይይጥ፣ ምዉላዕ...

ነበርቲ ከተማ መኾኒ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ወፍሪ ፅሬት፣ ምይይጥ፣ ምዉላዕ ጥዋፍን ብምክያድ ዘኪሮም።

571

ነበርቲ ከተማ መኾኒ መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ወፍሪ ፅሬት፣ ምይይጥ፣ ምዉላዕ ጥዋፍን ብምክያድ ዘኪሮም።

ናይ ትማልን ሎምን ስዉኣትና ንምዝካር ሰነ 15 ኣይንፅበን፣ኩሉ ግዜ ሰማእታትና ዝተሰወእሉ ዕላማ ዓቂብና ንተግባራዉነቱ ክንረባረብ ኢና ድማ ኢሎም ነበርቲ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ኣታኽልቲ ገ/ሂወት ጀጋንና ምእንተ ህልዉና ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝኸፈልዎ መስዋእቲ ብምዕቃብ ተረኺቡ ዘሎ ሰላም ተጠቂምና ትግራይ ቀልጢፋ ክትሓዊን ህዝብና ዝደልዮ ሰላምን ፍትሒን ክረጋገፅን ኩሉ ክረባረብ ይግባእ ኢሎም።

#እየሩሳሌም ገ/መድህን