Trending Now
ዜና ውሽጢ ዓዲ
ዓመታዊ በጀት ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ 2 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ።
መቐለ፥ መስከረም 23/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቤት ምኽሪ ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ፥ ዓመታዊ በጀት 2018 ዓ.ም. እታ ከተማ 2 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ክኸውን ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ...
ዓለምለኻዊ ዜና
ብኣዳለውነት ኣሜሪካ ዝቐረበ እማመ ሰላም ብእስራኤል ተቐባልነት ከም ዝረኸበ ሮይተርስ ፀብፂቡ።
መቐለ፥መስከረም 20/2018 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ዝዘለቐ ኲናት እስራኤልን ሓማስን ብሰላማዊ መንገዲ ንምውዳእ ዝቐረበ 20 ነጥብታት ዝሓዘ ረቒቕ እማመ ኣሜራካ ብእስራኤል ተቐባልነት ከም...
ብበዝሒ ዝተነበቡ
ዓመታዊ በጀት ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ 2 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ።
መቐለ፥ መስከረም 23/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቤት ምኽሪ ከተማ ሽረ-እንዳስላሴ፥ ዓመታዊ በጀት 2018 ዓ.ም. እታ ከተማ 2 ነጥቢ 3 ቢሊዮን ብር ክኸውን ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ...
መስፍን ፀገማት ትግራይ ኣብ ዝፈትሑ ስራሕቲ ትዅረት ክገብር ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ ኣገንዚቦም።
መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ነዙይ ዝበሉ ኣብ መድረኽ ዕላውነት ሓዱሽ ዕላመት (ብራንዲንግ) መስፍን ሓፂነ መፂን ኢንጅነሪንግ (Mesfin...
ሓፈሻዊ በጀት ከተማ መቐለ 2018 ዓ.ም 9 ነጥቢ 4 ቢሊዮን ብር ኾይኑ ፀዲቑ።
መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ ሓፈሻዊ በጀት ከተማ መቐለ 2018 ዓ.ም 9 ነጥቢ 4 ቢሊዮን ብር ገይሩ ኣፅዲቑ። ካብዚ ድማ...
ከቢድ ዕንወት ዝበፅሖ ዓውዲ ትምህርቲ ትግራይ ንክሓዊ መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት ክረባረቡ ይግባእ- ምክትል ፕረዚደንት...
መቐለ፥መስከረም 22/2018 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
ፕሮጀክት ልምዓት ሴፍቲ ኔት ብ25 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝሃነፆም ሓሙሽተ መምሀሪ ክፍሊታት ብዕሊ ተመሪቖም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ምክትል ፕረዚደንት...