Home ዜና ደብዳብ ከቢድ ብረት ከተማ ዓዲግራት

ደብዳብ ከቢድ ብረት ከተማ ዓዲግራት

5291
0

ጉጅለ ፋሽስቲ ኣብይ ኣሕመድን ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ሎሚ ዕለት 19 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ስዓት 4:00 ንጉሆ  ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት  ኣብ ልዕሊ መንበሪ ሰላማውያን ብዝፈፀምዎ ፋሽስታዊ ደብዳብ ከቢድ ብረት ክሳብ ሕዚ ክልተህፃናት ዝርከብዎም 5 ሰባት እንትሞቱ ብርክት ዝበሉ ሰባት ድማ ከቢድ ኣካል ጉድኣት በፂሑ።

ካብ ሞንጎ ዝሞቱ ድማ ካብ ሑምራ ትፍናቒላ ኣብ ምዕቆቢ ስደትኛታት ተዓቂባ ዝነበረት ትርክቦም።

Previous articleእዋናዊ ዜና ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ
Next articleደብዳብ ከበድቲ አፅዋራትን ድሮንን ከተማ ማይጨው