Home ዜና ድምፂ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ትግራይ-

ድምፂ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ትግራይ-

458
0

ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ትግራይ ድምፂ ተመዛበልቲ ይሰማዕ፣ዉዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ብህፁፅ ይተግበር፣ ወረርቲ ሓይልታት ኣምሓራን ኤርትራን ካብ መሬትና ይዉፅኡ፣

ተመዛበልቲ ናብ መረበትና ብህፁፅ ምለሱና፣ዝተቛረፀ ሰብኣዊ ሓገዝ ብህፁፅ ይጀምር፣ኣብ ልዕሌና ዝፍፀም በደል የብቅዕን ካልኦትን ዝብሉ መልእኽታት ዝሓዙ ጭርሖታት ብምሓዝ ኣብ ኣደባባይ ወፅኦም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

Previous articleድምፂ ተመዛበልቲ ትግራይ
Next articleሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ