Home ዜና ጉጅለ ልኡኽ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ባህርዳር ኣትዩ

ጉጅለ ልኡኽ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ባህርዳር ኣትዩ

687
Made with LogoLicious Add Your Logo App

ብፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳ ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ በህርዳር ኣትዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ ባህር ዳር እንትኣቱ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ይልቃል ከፋለ (ዶ.ር)ን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣቀባብላ ተገይርሉ።

ጉጅለ ልኡኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ.ር)ን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣብ ጉዳይ ርክብ ህዝቢ ንህዝቢ ክልቲኡ ክልል ክዝትዩ ትፅቢት ይግበር ከምፀብፃብ አሚኮ።