Home ዜና ፃውዒት ቢሮ ትምህርትን ዩኒቨርስታትን ትግራይ

ፃውዒት ቢሮ ትምህርትን ዩኒቨርስታትን ትግራይ

407

ኣብ 2012 ዓ/ም ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ፈለማ ብሰንኪ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ድሒሩ ድማ ኣብ ትግራይ ብዝተፈፀመ ልፍንታዊ ጀኖሳይዳዊ ወራር ስዒቡ ሃገራዊ ፈተና ዘይወሰድኩም ኩሉኹም ተምሃሮ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ምስ ኣብ ትግራይ ዝርከባ ኣርባዕቲኤን ዩኒቨርሲታት ብምትሕብባር ኣብዚ ክረምቲ ንፈተና መዳለዊ ዝኸውን መጠናኸሪ ትምህርቲ ንክትመሃሩ ምድዋት ተወጊኑ ከም ዘሎ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ታሕቲ ምርኣይ ይከኣል