Home ዜና ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ዶንጎላት ብዝካየዶ መስካሕከሒ ደብዳብ ድሮን 5... ዜና ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ዶንጎላት ብዝካየዶ መስካሕከሒ ደብዳብ ድሮን 5 ሰለማውያን ሰባት ሞይቶም October 7, 2022 1422 0 FacebookTwitterWhatsAppLinkedinTelegramCopy URL ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 27 መስከረም 2015 ዓ/ም ካብ መቐለ 30 ኪሎ ሜትር ርሕቃ ትርከብ ከተማ ዶንጎላት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝካየዶ ደብዳብ ድሮን ዛጊድ ብዘለና ሓበሬታ 5 ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 42 ሰለማውያን ሰባት ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሖም ሚዲካል ዳይሪክተር ሆስፒታል ዓይድር ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ ገሊፆም።