Home ዜና ፓነል ምይይጥ ዝኽሪ ሰማእ

ፓነል ምይይጥ ዝኽሪ ሰማእ

532

ፓነል ምይይጥ ዝኽሪ ሰማእታት

ብምኽንያት መበል 35 ዓመት ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ፣ብምትሕብባር ምምሕዳር ከተማ መቐለን ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስትን ዝተሰናድአ ፓነል ምይይጥ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤልን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ዕዱማት ኣጋይሽን ይሳተፉ ኣለው።