ስፖርት

ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ተዓዊታ።

መቐለ፥ መስከረም 20/2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ ) ሎማዓንቲ ሶኑይ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝተሳለጠ ሳልሳይ ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ዓ/ም መቐለ 70 እንደርታ...

ኣብ ኣፍሪካ ሃገረ ርዋንዳ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ብሽክሌተኛ ዓለም...

መቐለ፥መስከረም 22/2018ዓ/ም(ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪካ ሃገረ ርዋንዳ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ብሽክሌተኛ ዓለም 2025 ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምውካል ብሉፅ ውፅኢት ዘመዝገቡ ተጋሩ ብሽክሌተኛታት...

ብበዝሒ ዝተነበቡ

ትግራይ ብዉድድር ብሽክሌታ ክሮኖሜትሮ ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ።

ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ 30 ኪሎሜትሮ ርሕቐት ዝሸፈነ ጋንታ ክሮኖሜትር ደቂ ተባዕትዮ ትግራይ ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ ኦሮምያ ን ኣዲስ ኣበባን ድማ ሜዳልያ ብሩርን ነሓስን...

ኣብ ኣፍሪካ ሃገረ ርዋንዳ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ብሽክሌተኛ ዓለም 2025 ንሃገራዊት ጋንታ...

መቐለ፥መስከረም 22/2018ዓ/ም(ቴሌቪዥን ትግራይ) ኣብ ኣህጉርና ኣፍሪካ ሃገረ ርዋንዳ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮና ብሽክሌተኛ ዓለም 2025 ንሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምውካል ብሉፅ ውፅኢት ዘመዝገቡ ተጋሩ ብሽክሌተኛታት...

ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ንፀጋይ ኪዳነማርያም ዋና ኣሰልጣኒ ገይራ ቆፂራ።

መቐለ፥ ሕዳር 5/2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተመሊሳ ኣብዚ ዓመት ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ግጥማት እቲ ሊግ ትሳተፍ ዘላ...