ቁጠባ

ብበዝሒ ዝተነበቡ

ሰብ ዋና ባንኪ ግእዝ ኣብ ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ሙሉእ መሰልን ከስቢን ክህልዎም ከምዝተወሰነ...

ሰብ ዋና ባንኪ ግእዝ ኣብ ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ሙሉእ መሰልን ከስቢን ክህልዎም ከምዝተወሰነ ኣመራርሓ ባንኪ ግእዝ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብሪሂ ኣፍሊጦም። ኣብ ከይዲ ምስረታ...

ባንኪ ወጋገን ኣብ ታሪኹ ልዑል ዝበሎ 13 ነጥቢ 5 ቢልዮን ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

መቐለ፥መስከረም27/2018 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ) ‎ባንኪ ወጋገን ኣብ 2024/2025 13 ነጥቢ 5 ቢልዮን ብር ጠቅላላ አቶት ብምእካብ ኣብ ታሪኹ ዝላዓለ ኣታዊ ከም ዝረኸበ የሳልጦ ኣብ ዘሎ...

መስፍን ፀገማት ትግራይ ኣብ ዝፈትሑ ስራሕቲ ትዅረት ክገብር ፕረዚዳንት ታደሰ ወረደ ኣገንዚቦም።

መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) ፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ነዙይ ዝበሉ ኣብ መድረኽ ዕላውነት ሓዱሽ ዕላመት (ብራንዲንግ) መስፍን ሓፂነ መፂን ኢንጅነሪንግ (Mesfin...

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓዱሽ ስምን ኣርማን ዕላዊ ገይሩ።

መቐለ፥ መስከረም 22/2018 ዓ.ም. (ቴሌቪዥን ትግራይ) እቲ "ኣሰር ፅንዓት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሓዱሽ ስምን ኣርማን ብፕረዚዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ዕላዊ ተገይሩ። መስፍን ኢንዱስትሪያል...

ኣብ ትግራይ ሓደ ቶን ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምርካብ ከባቢ 140 ሄክታር መሬት ይፋሓር –...

መቐለ፥ ሓምለ 30 /2017 ዓ.ም. (ቴሌቭዥን ትግራይ) ኣብ ትግራይ ሓደ ቶን ወርቂ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምርካብ ከባቢ 140 ሄክታር መሬት ከምዝፋሓር ክፍሊ ትምህርቲ ስነ ምድሪ ዩንቨርስቲ...