ዜና ውሽጢ ዓዲ

ዓለምለኻዊ ዜና

ብበዝሒ ዝተነበቡ

ጉዱእ ኣካል ሓዲግካ ዝግበር መንግስታውን ማሕበረሰባውን ዕማም ኣይዕወትን-ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ

መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል ብብርኪ ዓለም ንመበል 34፣ ብብርኪ ሃገር ንመበል 33፣ ብብርኪ ትግራይ ድማ ንመበል 31 ግዜ ''ምህናፅ ጉዱኣት ኣካል ዘካተተ ማሕበረሰብ ንዝሓሸ ማሕበራዊ...

ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ብኦንላይን ዝግበር ምዝገባን ምሕዳስን ፓስፖርት ዳግም ክጅመር እዩ።

ንዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ፌደራል ክግበር ዝፀንሐ ምሕዳስ ሲስተም ስዒቡ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ብኦንላይን ዝግበር ምዝገባን ምሕዳስን ፓስፖርት (ኢ-ፓስፖርት)...

ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ብ 400 ሚልዮን ብር ንዝህነፅ ማእኸል መራብሒ...

ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀኔራል ታደሰ ወረደ ኣብ ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ከተማ ኣጉላዕ ብ400 ሚልዮን ብር ካፒታል ዝህነፅ ማእኸል መራብሒ ደርሆ ኤጅፒ ኢትዮ ችክን...