Home ዜና 21 ሰነ 2013 ዓ/ም ትእምርተ ፅንዓትን ጅግንነትን ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ !!

21 ሰነ 2013 ዓ/ም ትእምርተ ፅንዓትን ጅግንነትን ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ !!

608

ህዝቢ ትግራይን ሰራዊቱን ኣብ ሓደ ሰሚሮም ብምቅላሶም ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝተኣወጀ ጀኖሳይዳዊ ኲናት መኪቶም 21 ሰነ 2013 ዓ/ም ንከተማ መቐለ ሓዊሱ ብርክት ዝበሉ ከባብታት ትግራይ ካብ ወረርቲ ሓይልታት ፅንተት ሓራ ካብ ዝወፅእ እንሆ 2ይ ዓመት ኮይንዎ። ክብርን መጎስን ነቶም ምእንተ ክብሪ ህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ ክቡር ህይወቶም ዝበጀውን ኣካሎም ዝገበሩን ጀጋኑና !!