Home Uncategorized ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ዶንጎላት ብዘካየዶ መስካሕከሒ ደብዳብ ድሮን 6...

ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ዶንጎላት ብዘካየዶ መስካሕከሒ ደብዳብ ድሮን 6 ሰለማውያን ሰባት ሞይቶም

548

ፋሽስት ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 27 መስከረም 2015 ዓ/ም ካብ መቐለ 30 ኪሎ ሜትር ርሕቃ ትርከብ ከተማ ዶንጎላት ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝካየዶ ደብዳብ ድሮን ዛጊድ ብዘለና ሓበሬታ 6 ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 80 ሰለማውያን ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣብፂሑ።