Home Authors Posts by Asefa Belay

Asefa Belay

73 POSTS 0 COMMENTS

ሓዱሽ ጨንፈር ደደቢት ማይክሮፋይናንስ

ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ኣብ ቐፅሪ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ሓዱሽ ጨንፈር ከፊታ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምኽፋት ንኡስ ጨንፈር ዝተረኸቡ ፈፃሚ ዳይሬክተር ትካል ማይክሮ ፋይናንስ ደደቢት ኣይተ...

ኩነታት ክራማት ትግራይ

እዋን ክራማት ዘበነ 2016 ዓ/ም ኣብ ትግራይ ስሩዕን ልዕሊ ስሩዕን ዝናብ ከምዝህልዎ ኢንስቲትዩት ትንበያ ሜትሮሎጂ ኢትዮጵያ ጨንፈር ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኢንስቲትዩት ኣተሓባባሪ ጉጅለ ክፍሊ ትንበያን...

መግለፂ ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ

ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ከከፋፍሎ ኣብ ዝጀመሮ ሓገዝ እኽሊ ንዘጋጠመ ጉድለት ፅሬት ተሓታትነት ክረጋገፅ ይሰርሕ ምህላዉ ኣፍሊጡ። ሓይሊ ዕማም ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ኣብ 2ይ...

ኢራን ንመዋቲ ፕሬዝደንታ ኢብራሂም ራይሲ ዝትክእ ሓዱሽ ፕሬዝደንት ንምሕራይ ኣብ ዝቕፅል...

ኣብቲ ፕሬዝደንታዊ ንሕንሕ ዝሳተፉ ሽዱሽተ ተወዳደርቲ ዕላዊ ኮይኖም ኣለዉ። ኣፈጉባኤ ፓርላማ ኢራን መሓመድ ባግር ጋሊባፍ፣ ነበር ተደራዳሪ ኒኩሌር ኢራን ስዒድ ጃሊሊን ከንቲባ ቴህራን ኣሊሬዛ ዛካኒን...

ቤትፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ንማሕበራዊ ግልጋሎት ሕክምና ዝዉዕል 21 ሚልዮን ቅርሺ...

ምግባረ ሰናይ ትእምት ካብ ኩባንያታት ትእምት ብዝረኽቦ ብፅሒት ኣብ ኩለመዳያዊ ሕውየት ትግራይ ዝገብሮ ዘሎ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ንመሐከሚ ሓደሽትን ነባራትን ጉዱኣት ኲናት ተጋደልቲ ትግራይ...

ኣብዝሓ ኢትዮጲውያን ስደተኛታት ኣሳፊራ ዝነበረት ጀልባ ብምግልባጣ ሂወት 38 ስደተኛታት ሓሊፉ።

እታ ኣብ ከባቢ ገምገም ባሕሪ የመን ዝተገልበጠት ጀልባ ኣስታት 250 ስደተኛታት ፅዒና ዝነበረት እንትኾን ምኽንያት መገለበጢኣ ድማ ከቢድ ንፋስ ምዃኑ ሰበስልጣናት የመን ኣፍሊጦምⵆ ኣብታ ጀልባ...

ቤት ምኽሪ ፀጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እማመ ሓሳብ ምቁራፅ ተፃብኦ ጋዛ...

እቲ ብኣሜሪካ ዝቐረበ ረቒቕ ሓሳብ ተኹሲ ደው ምባል 14 ድጋፍ ድምፂ ዝረኸበ እንትኾን ሩስያ ግና ብድምፀ ተኣቅቦ ከምዝወፀት ተሓቢሩ። እቲ 3 መፈፀሚ ምዕራፋት ዝሓዘ ምኽሪ...

ምኽትል ፕሬዝደንት ማላዊ ዘሳፈረት ነፋሪት ደሃያ ጠፊኡ።

ምክትል ፕረዚደንት እታ ሃገር ሳውሎስ ቺሊማን ዝተሳፈረላ ነፋሪት ደሃያ ከም ዝጠፍአ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት እታ ሃገር ዝወጸ መግለጺ ሓቢሩ። እታ ነፋሪት ካልኦት ትሽዓተ ሰባትን...

ኔትዎርክ ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ ስርሑ ብዕሊ ጀሚሩ።

ኣብ መድረኽ ዕላውነት ስራሕ ሳፋሪኮም ዝተረኸቡ ፕረዝዳንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ሳፋሪኮም ተወዳዳሪ ግልጋሎት ቴሌኮም ትፅቢት ንገብር ኢሎም ። ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ...

ምብታን ፓርላማ ፈረንሳይ

ገዛኢ ውድብ ፈረንሳይ ኣብ ውድድር ፓርላማ ኣውሮፓ ብውድብ ብሄራዊ ራሊ ምስዓሩ ስዒቡ ፓርላማ ፈረንሳይ ከምዝተበተነ ፕረዝዳንት እታ ሃገር ኤማኑኤል ማክሮን ዕላዊ ገይሮም። ፕረዝዳንት ኤማኑኤል ማክሮን...