Trending Now
Radio Tigrai
ዜና ውሽጢ ዓዲ
እዋናዊ መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ካብዚ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ንሰላማዊን ፖለቲካዊን መስርሕ ዝህውኹ ምዕባለታት፣ ንውዕል ፕሪቶርያ ዝጎድኡ ምንቅስቃሳት ንዕዘብ ኣለና።
ትግራይ ንምህዋኽን ነኒባዕልና ንምድማይን ኮነ ተባሂሉ ኣብ ዓፋር ዕጡቃት ክውደቡን...
ዓለምለኻዊ ዜና
“ሕቡራት ዒመራት ዓረብ መንጎኛ ኣደራዳሪት ክትከውን ኣይትኽእልን”-ሱዳን
ኣብ ዘተ ተኹሲ ደው ምባል ሱዳን፤ ቱርኪን ኳታርን ኣሸማገልቲ ክኾና ከም ዝሓረየት ሱዳን ኣፍሊጣ፡፡
ኣብ ሃገራ ዘሎ ኲናት ሕድሕድ ንምፍታሕ፤ ብኣሜሪካ ዝቐረበ ፃውዒት ዘተ ሰላም...
Video
ቢዝነስ
ሰብ ዋና ባንኪ ግእዝ ኣብ ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ሙሉእ መሰልን...
ሰብ ዋና ባንኪ ግእዝ ኣብ ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ሙሉእ መሰልን ከስቢን ክህልዎም ከምዝተወሰነ ኣመራርሓ ባንኪ ግእዝ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብሪሂ ኣፍሊጦም።
ኣብ ከይዲ ምስረታ...
ስፖርት
ትግራይ ብዉድድር ብሽክሌታ ክሮኖሜትሮ ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ተዓዊታ።
ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዝተኻየደ 30 ኪሎሜትሮ ርሕቐት ዝሸፈነ ጋንታ ክሮኖሜትር ደቂ ተባዕትዮ ትግራይ ሜዳልያ ወርቂ ተዓዊታ ኦሮምያ ን ኣዲስ ኣበባን ድማ ሜዳልያ ብሩርን ነሓስን...
ብበዝሒ ዝተነበቡ
ሌላ ምስ ሁራ ሰለስተ
እንታይነት ሁራ ሰለስተ
ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ። ብዝተፈላለየ ቅድን ውቕዒትን ይፅወት።ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ #ትሸዓንተ ዓዲ...
መንግስቲ ብዝተወደብናሉ መምርሒ 4/2011 መሰረት ሕቶ መንበሪ ገዛ ክምልሰልና ኣይከኣለን-ኣባላት ዓርሰ ምትሕግጋዝ ሳልሳይ ዙር...
መቐለ፥5 ጥቅምቲ 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
መንግስቲ ብዝተወደብናሉ መምርሒ 4/2011 መሰረት ሕቶ መንበሪ ገዛ ክምልሰልና ኣይከኣለን ክብሉ ኣባላት ዓርሰ ምትሕግጋዝ ሳልሳይ ዙር 70 ካሬ ኣማሪሮም።
ዘለዎም...
ሓዱሽ ደንቢ ትራፊክ 557/2016 ዓ.ም ተግባራዊ ንምግባር ተዳሊና ኣለና ኢሉ ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን ትግራይ።
መቐለ፥12 መጋቢት 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
እቲ ወፂኡ ዘሎ ሓዱሽ ደንቢ ትራፊክ ሰለስተ ብርክታት ከምዘለውዎ ዝገለፁ ሓላፊ ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን ትግራይ ኣይተ ታደለ መንግስቱ እቲ...
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ን 152 ስድራ ስውኣት ነንሕድሕዶም 140 ካሬ ሜትር መንበሪ ቦታ ዓዲሉ።
ምምሕዳር ከተማ መኾኒ ምእንተ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ክብሉ ክባር መስዋእቲ ዝኸፈሉ 152 ጀጋኑ ስዋኣት ንስድርኦም ዝኸውን ነንሕድሕዶም 140 ካሬ ሜትር መንበሪ ቦታ ዓዲሉ።
ከንቲባ ከተማ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 300 ተምሃሮ ትምህርቶም ኣቋሪፆም።
----
ኤፍሬም ዘካርያስ ኣብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽረ እንዳ ስላሰ ፥ ተምሃራይ 11 ክፍሊ እዩ። ዝመሃረሉ ዝነበረ ህንፃታት ፤ ተፈናቐልቲ ወገናት ተዓቂቦምሉ ብምህላዎም ኣብ...
























































