ሰለሙን በርሀ
ነገስታትዶ ይፈላሰፉ ወይስ ፈላስፋታት ይንገሱ?
ኣብ ዘበነ ብሉይ ካብ ዝተርኣዩ ብሉፃት ግሪካውያን ሊቃውንቲ ሓደ እዩ ጲላጦስ።እዚ ፈላስፋ ሳላ ውርዙያት ሓሳባቱ ሰማየ ሰማያት ዝተሰቕለ ባንዴራ ክብሩ ክሳብ ሎሚ ኣይወረደን።ንጲላጦስ ኣሰረይ...
ሓድጊ ምጥፋእ መንነት ህዝቢ ምጥፋእ እዩ_ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ
ሓድጊ ምጥፋእ መንነት ህዝቢ ምጥፋእ ስለ ዝኾነ ኣብ ዕቀባን ፅገናን ሓድግታት ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምውዳድ ከምዝሰርሕ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ኣፍሊጡ።
መቐለ ፥ ግንቦት 19/2017...
መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኲናትን ምዝባዕ ኩነታት አየርን ስዒቦም ዘጋጥሙ...
መቐለ፥ 2 ሕዳር 2017 ዓ.ም (ቴሌቪዥን ትግራይ)
መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ኲናትን ካልኦት ሓደጋታትን ስዒቦም ዘጋጥሙ ፀገማት ንምፍታሕ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ንክግበር ክዉስኑ ዓለም ለኸ...