LATEST ARTICLES

ኣስከሬን ጅግና ተጋዳላይ ግርማይ ከበደ /ግርማይ ማንጁስ / ሎሚ ኣማስዩ መቐለ ኣትዩ።

ስነ ስርዓት ቀብሪ ተጋዳላይ ግርማይ ከበደ /ግርማይ ማንጁስ / ፅባሕ ሰንበት 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ጽርሃ ኣርያም ካቴድራል ቤተ-ክርስትያን እንዳገብርኤል መቐለ፤ ኣብ ቀጽሪ...

ሕብሮም ፀልማት ዘብርሁ ፣ ፍርያቶም ጡሙይ ዘፅግቡ ኣዝርእቲ

መቐለ፥25 መስከረም 2017 ዓ/ም (ቴሌቪዥን_ትግራይ) ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ፣ ጣብያ ሓፀቦ ብዝተፈላለዩ ዓሌየታት ኣዝርእቲ ዝተዳቐሉን ኵታ ገጠም ጣፍ ተዘሪኦም ኣለዉ። ብፍላይ ኣብቲ ማእኸል ምርምር ተጌሩ...

“ንኣባላት ህወሓት ብምኽንያት ፖለቲካዊ ውግንነኦም ካብ መንግስታዊ ሓላፍነቶም ናይ ምልዓል ተግባር ጠጠው ክብል ይግባእ”...

መቐለ፥ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) "ኣብ ልዕሊ ኣባላትናን ኣመራርሓ ውድብናን ኢሉ እውን ደገፍቲ ውድብናን ብፖለቲካዊ ቅዋሞምን እምነቶምን ካብ መንግስታዊ ስራሕ ምእጋድን ምብራርን ጠጠው...

ን200 ዓመታት ብእንግሊዝ ተታሒዙ ዝፀንሐ ደሴት ቻጎስ ንማውሪሼስ ክምለሰላ ተወሲኑ።

መቐለ፥ 24 መስከረም 2017 ዓ.ም (ቴሌቭዥን ትግራይ) ኣብ መንጎ ማውሪሼስን እንግሊዝን ንዓመታት ዝፀንሐ ክትዕ ይግበኣኒ ብስምምዕነት ከም ዝተፈፀመን ደሴታት ቻጎስ ምስ ሙሉእ ሉእላዊነቱ ንማውሪሼስ ክመሓላለፍ...

ልዕሊ 45 ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ዝጠሓሉ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ከምዝኾኑ ተረጋጊፁ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ገማግም ባሕሪ ጅቡቲ ዝጠሓሉ ስደተኛታት ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምዃኖም ዓለምለኻዊ ትካል ስደተኛታት (ኣይኦኤም) ኣረጋጊፁ። እቶም ካብ የመን ብኽልተ ጀላቡ ናብ ጅቡቲ ዝምለሱ...

ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ኣሜሪካ ዝደርበየቶ ቦንቢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ነቲጉ።

መቐለ፥ 23 መስከረም 2017 ዓም (ቴሌቪዥን_ትግራይ) ኣሜሪካ ኣብ 2ይ ኲናት ዓለም ዝደርበየቶ ቦንቢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጃፓን ነቲጉ። ኣብ ካልኣይ ኲናት ዓለም ተደብርዩ ክሳብ ሎሚ ተቐቢሩ...