Home Authors Posts by Editorial Team

Editorial Team

1321 POSTS 0 COMMENTS

ወራር ባልዕ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ

0
ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ኣብ ጣብያታት ስምረት፣ ጌራ ፣ ስየ፣ እንዳ ሩፋኤልን ካልኦት ከባብታትን ባልዕ ሓሰኻ ባርኖስ ፣ቓንጫ ፈሓርን ኣምበጣን ኣብ ዝራእቲ ሓረስቶት ጉድኣት...

ከይዲ ስነ-ስርዓት ሢመተን ምድብን ኤጲስቆጶሳት

0
ከይዲ ስነ-ስርዓት ሢመት ኤጲስቆጶሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይካየድ ኣሎ።ኣብቲ ክሳብ ሐዚ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ድማ ሲመትን ኣንብሮተ እድን...

ምንባር እምነ-ሰረት

0
ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ድሕሪ ምዝዛም ሢመተ ኤጲስ ቆጶሳቱ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣክሱም ፅዮን :-ንቤት...

ሰላማዊ ሰልፊ ዳያስፖራ ትግራይ

0
ኣብ ዴንቨር ኮሎራዶ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፌስቲቫል ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝሳተፉ ዘለው ዳያስፖራ ተጋሩ ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ፣ሉኣላዊ ግዛት ትግራይ ይከበር፣ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ...

በዓለ ሲመት ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ

0
ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣክሱም ፅዮን ዝካየድ በዓለ ሲመት ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ካብ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ እቲ ስነ-ስርዓት ክሳለጥ እዩ።ቤት ፅሕፈት...

ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ደቂ ኣንስትዮ

0
ኣብ ወረዳ እንዳባ ፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ዝርከባ ተመዛበልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝበፅሕ ዘሎ ስቃይን መከራን ከብቅዕን ናብ መረበተን ክምለሳን ዝምልከቶ...

ፅገና ዝዓነው ፕሮጀክትታት መስተ ማይ

0
ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ተፀጊኖም ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም።ንፅገና እቶም ፕሮጀክትታት ማይ ዓለምለኸ ኮሚቴ መድሕን (IRC) ልዕሊ 8.4 ሚሊዮን ብር...

መርተዖ ዝቐበረ ውሳነ ኣሜሪካ

0
ኣሜሪካ ጀሚራቶ ዝነበረት ስያመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደው ንምባል ምምሕዳር ባይደን ናብ ኮንግረስ ኣሜሪካ ኣቕሪብዎ ዘሎ ውሳነ ሓሳብ መርተዖታት ዝቐበረን ኣሜሪካ ዝቖመትሉ ስርዓት...

ዘላቒ መፍትሒ ኩሎም ፀገማትና ዝኸውን ናብ መረበትና ምምላስ እዩ ኢሎም ተመዛበልቲ...

0
ብሰንኪ ምድንጓይ ሙሉእ ትግበራ ስምምዕ ፕሪቶርያ፤ፀገማትና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናወሰኸ፣ተስፋና ድማ እናተመናመነ ይርከብ ኢሎም ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ። ወ/ሮ...

ዘየቋረፀ ተግባራት ግፍዕን ጨወያን ሰራዊት ኤርትራ

0
ወራሪ ሰራዊት ኤርትራ ተቖፃፂርዎም ኣብ ዝርከቡ ወረዳታት ኢሮፕን ጎሎመኸዳን 56 ተጋሩ ጨውዩ ከም ዝወሰደ ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ሰላምን ዞባ ምብራቕ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት ኣብ...