Home ዜና መልእክቲ ሓደሽ ዓመት ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

መልእክቲ ሓደሽ ዓመት ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል

1117

  • ዋግ ዋጎ ብርሃን ናብ እንርእየላ ዝለና ሓደሽ ዓመት 2015 ዓ/ም እንኩዕ ኣብፅሐኹም።  
  • ህዝባዊ ኲናትና ብዝላዕለ ናህሪ ናብ ምሉእ ዓወት ዝሰጋገለሉ ብርኪ በፂሑ ኣሎ።
  • ሓደሽ ዓመት 2015 ሓዲሽ ቅያ እንመዝገበሉ ዓመት እዩ።
  • 1ይ 2ይ 3ይ ውራይና ህልውና ህዝቢ ትግራይ ምርግጋፅ እዩ።
  • ህዝቢ ትግራይ ፍልፍል ኩሎም ዓወታትና እዩ።
  • 2014 ዓ/ም ሙኩራት፣ ጥንኩራት፣ ሰብ ዕላማ፣ ሓደሽትን ነበራትን መራሕቲ ሰራዊት ዝሃነፅናሉ ዓመት እዩ ነይሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ መልእክቲ ሓደሽ ዓመት ፕረዝዳንት መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ሎሚ ምሸት ይፀበዩ።