Home ዜና መድረኽ ኣቀባብላ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ መቐለ

መድረኽ ኣቀባብላ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ መቐለ

385

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ 3 መዓልትታት ክቕበሎም ንዝፀንሐ ተምሃሩኡ መድረኽ እንኳዕ መፃእኹም ኣዳልዩ።ኣብቲ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ቀፅሪ ኣሪድ ዝካየድ ዘሎ ስነ-ስርዓት “ኣቀባብላን መኽፈቲ ትምህርትን” ሚኒስትር ዲኤታ ሚንስተር ትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፣ ኣተሓባባሪ ክላስተር ካብኔ ሴክሬታሪያት ትልሚ ስግግር ማሕበራዊ ልምዓት ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ሂወት፣ ፕረዚደንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዶ/ር ፋና ሓጎስ፣ ዕዱማት መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም ኣለዉ።