Home ዜና ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዜና ሰላማዊ ሰልፊ ተመዛበልቲ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ May 23, 2023 532 0 FacebookTwitterWhatsAppLinkedinTelegramCopy URL ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ወረርቲ ሓይልታት ካብ መሬትና ይዉፅኡ፣ግዝኣታዊ መሬት ትግራይ ናብ መረበቱ ይመለስን ካልኦትን ብዝብሉ ጭርሖታት ዝተዓጀበ ማዕበላዊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ምክያድ ይርከቡ።