Home ዜና ኣባል ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ

ኣባል ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ

931
0

ልፍንታውያን ወረርቲ ብኣድያቦ፣ ዘላንበሳን ራማን ዝኸፈትዎ ሰፊሕ ወራር ፈሺሉ ሕዚ ድማ ብደቡብን ዓዲ ኣርቃይን ሓዲሽ ወራር ጀሚሮም።
– ፅላእቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢሮብን ኩናማን ጀኖሳይድ ኣጠናኽሮም ቀፂሎም ኣለዉ።
– ኣብ ዝሓለፈ 50 መዓልቲታት ሰራዊት ትግራይ ብቃላት ንምግላፅ ዘፀግም መስተንክራዊ ዓወታት ሓፊሱ እዩ።
– ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ኢሉ ዝገበሮ ፃውዒት መንግስቲ ትግራይ ኣይቕበልን ንክብል ተሓሲቡ ፀለመ ንምክያድ ዝትገበረ ሽርሒ እዩ ነይሩ።
ምሉእ እቲ መግለፂ ድሕር ሕዲት ደቓይቕ ክቐርብ እዩ ተኸታተሉና።3 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም

Previous articleመግለፂ ማእኸላይ ኮማንድ መንግስቲ ትግራይ
Next articleትግራይ መዐንደሪት ዘይኮነትስ፣ መቕበሪት ወረርቲ ሓይልታት እያ!!