Home ዜና “ኣብቲ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ‘መሰል ርእሰ ውሳነና’ ናብ ድርድር ክቐርብ...

“ኣብቲ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ‘መሰል ርእሰ ውሳነና’ ናብ ድርድር ክቐርብ ፍፁም ኣይንፈቅድን!

1360

“ኣብቲ ትሕቲ ዝኾነ ይኹን ኩነታት ‘መሰል ርእሰ ውሳነና’ ናብ ድርድር ክቐርብ ፍፁም ኣይንፈቅድን!
ስለዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ብቓልሱ ብዘረጋገፆ መሰል ተጠቒሙ ብሪፈረንደሙ ኣቢሉ መፃኢ ዕድሉ ክውስን’ዩ፣ ኣብ ድልዱል ሰረት ክህነፅ ዘኽእሉ ዕማማት እውን ክስርሑ እዮም። እዚ ብቃልሱ ዘረጋገፆ መሰል’ዚ፣ ናይ ልኡላዊነቱ መረጋገፂ እውን እዩ።ኣብዚ መዳይ ዝኾነ ይኹን ሕርኽራኽ ክህሉ የብሉን።”
ፕረዝደንት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል.