Home ዜና ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ...

ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ  ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ብርክት ዝበሉ ሰላማውያን ሰባት ተቀቲሎምን፡ ኣብብርክት ዝበሉ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካልን ዕንወትንብረትን ዳሪጉ፡፡

4956