Home ዜና ፋሽስት ጉጅል ኣብይ፣ ሎሚ 24 መስከረም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ብዘካየዶ ድብዳብ...

ፋሽስት ጉጅል ኣብይ፣ ሎሚ 24 መስከረም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ብዘካየዶ ድብዳብ ድሮን   ልዕሊ 50 ሰለማውያን ሰባት ሞይቶም

2827
صور من يوم ٢٧، سبتمبر، عام ٢٠٢٢

ፋሽስት ጉጅል ኣብይ ኣሕመድ ሎሚ 24 መስከረም 2015 ዓ/ም ኣብ ከባቢ ዓዲ ዳዕሮ ተመዛቢሎም ይንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ተመዛበልቲ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ብዝካየዶ መስካሕከሓይ ደብዳብ ድሮን፣ ዛጊድ ልዕሊ 50 ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 70 ዝኾኑ ከቢድ መቁሰልቲ በፂሕዎም ኣሎ። እቶም ከቢድ ጉድኣት ዝበፀሖም ወገናት ድማ ብስንኪ ስእነት መድሓንትን ናውቲ ሕክምናን ኣብ ከቢድ ስቓይ ከምዝርከቡ መሳርሕትና ኣፈወርቅ ገ/ህይወት ካብ’ቲ ቦታ ፀብፂቡ።