Home ቢዝነስ ፋይዳ_ልምዓት ዓሳ

ፋይዳ_ልምዓት ዓሳ

76

ኣብ ከተማ ወቅሮ ከውሒ ፀሪቡ ኣብ ምርባሕ ዓሳ ዝተዋፈረ መንእሰይ እቲ ስራሕ መዋፃኣይ ምኻኑ ገሊፁ ።ንባዕለይን ካልኦት ወገናትን ዕድል ስራሕ ፈጢረ ድማ ይብል።

እቲ መንእሰይ ኪዳነ ደስታ ይባሃል ፤ ኣብ ከተማ ውቕሮ ፍሉይ ቦታ ጉድ ባሕሪ ከውሒ ፈልፊሉ ፣ ክልተ ዓበይቲ ገንእታት ብምስራሕ ፣ ኣብ ምርባሕ ዓሳን ቤት ብልዒ ዓሳን ተዋፊሩ ኣብ ምስራሕ ዝርከብ እዩ ።

ዛጊድ ብቐዋምነት 7 ወገናት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ተዛሪቡ ።

#ብመርሃዊ_ተስፋይ